Episodes
Description:
Producer: Zemenfes Gebreleul
Duration: 15 min
Language: Tigrinya
Episodes: 73
መንገዲ ጽድቂ ነቶም ነቲ ዘድሕን ቃል ህይወት ዘይበርሃሎም ተዛረብቲ ትግርኛ ተባሂሉ ካብ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ዝተተርጎመ ተኻታታሊ ናይ ሬድዮ ፕሮግራም ኮይኑ፤ ሚእቲ ክፍልታት ዘለዎ ትምህርቲ እዩ፡፡ ካብ መጽሓፍ ሕጊ ጀሚሩ፤ ቅዱሳን መጻሕፍቲ ነብያት ወሲኹ፤ እቲ ዘይልወጥ ምኽሪ አምላኽ ንሰማዕቲ እዚ መደብ ከርእይ ክፍትን እዩ፡፡ ከምኡውን ካብ ጥንቲ ዝጸንሐ ሕጂውን ዝሕተት፡ ኣብ መጽሓፍ እዮብውን እንረኽቦ “ከመይ ኢሉ ሰብ አብ ቅድሚ አምላኽ ይጸድቕ፧” (ኢዮብ 9፡ 2) ንዝብል መልሲ አምላኽ ሽዑን ሕጅን እንታይ ከም ዝብል ኣብዚ መደብ ክቐርብ እዩ፡፡